Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ሃገራት ኣፍሪካ ንክሳተፋ ፀዊዓ። ቅድሚ እቲ ስሩዕ ጉባኤ ዝሳለጡ ጉባኤታት ኣካል ዝኾነ መበል 11 ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣፍሪካ ብኣካልን ኦን ላይንን ጥምረት ኣብ ማላዊ ተኻይዱ።…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብን ማእኸለን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቶም ናቑጣታት ማይ ናብ ኣገልግሎት ንምእታው፥ ቱቦታት ማይ፣…

ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማዊ ውፅኢት ፈተና ሻመናይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ ንፈተና ካብ መንጎ ዝቐረቡ እቶም 63 ነጥቢ 9 ሚኢታዊት 50ን ካብኡ ንላዕሊን ውፅኢት ኣመዝጊቦም። እዚ ብመንፅር ኣእ ዝሓለፉ…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ኣገልግሎት ስተቲክስ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ኣብ ክልል ዓፋር ብኲናት ንዝተሃሰዩ ዜጋታት ደገፍ ገይሮም። እቶም ትካላት ሓሙሽቲ ሚሊየን ግምት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ደገፋን…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ መበል ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለኣፈፃፅማ መደባት 2014 ዓ.ም ኣብቲ ጉባኤ ከቕርቡ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ምኽባር ሕጊ፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ምስ ጎረባብቲ…

ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ኣፍዴር ሾሊኹ ዝኣተወ ግብረ ራዕዲ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝተደምሰሰ መንግስቲ እቲ ክልል ገልፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኣርባዕተ መዓልታት ኣቶ ብዝበሃል ቦታ ናብ ክልል ሶማሌ ዞባ ኣፍዴር ሾሊኹ ዝኣተወ ግብረ ራዕዲ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝተደምሰሰ መንግስቲ እቲ ክልል ገልፁ። እቲ ግብረ ራዕዲ ''ሁልሁል'' ኣብ ዝበሃል ቀበሌ ምስተኸበበ…

ሰላም ንምዕባለ ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ሃገር ንምቕፃል ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምዕባለ ጥራሕ ዘይኮነስ ከም ሃገር ንምቕፃል ወሳኒ ብምዃኑ ኣፈላላያት ምፅባብ፣ ምክእኣል፣ ምክብባርን ምትሕብባርን ከምዘድሊ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ፃውዒት ብምቅባል ዝመፅኡ ዲያስፖራታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምሁራንን…

ኣብዚ በጀት ዓመት 49 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ስራሕ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 49 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ስራሕ ከምዝጀመሩ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሸንን እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ሄኖክ ኣስራት፥…

ሓሙሽተ ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ጋምቤላ ካብ ሓላፍነቶም ተላዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ጋምቤላ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም። ብብርኪ መንግስቲን ፓርቲን ኣብቲ ክልል ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ብመሰረት ዝተኻየደ ገምጋም ኢዮም እቶም…

ኣብ ዞባ መተከል 35 ኣባላት ጉጅለ ዕጡቕ ሽፍታ ብሰለማዊ መገዲ ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ መተከል ወረዳ ወምበራ ካብ ዝተፈላለዩ ቀበሌታት ዝተውፃእፅኡ 35 ኣባላት ጉጅለ ዕጡቕ ሽፍታ ብሰለማዊ መገዲ ኢዶም ከምዝሃቡ ተገሊፁ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብቲ ቀጣና ምስ ዝካየድ ዘሎ ተግባር ምኽባር ሕጊ ብምዝማድ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ…