Fana: At a Speed of Life!

ኮይካ ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ) ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝተገበረ ደገፍ፥ ንምምሕያሽ ጥዕናን ምቕናስ ሞትን ኣዴታተን ህፃናተን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር…

ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ-ሌ/ል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ “8ኛ ዕዝ” ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል ገሊፆም። ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን…

ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ እቲ ስነ ስርዓት ካብ ሰዓት 2፡00 ንጎሆ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ኣብቲ ምውፃእ ዕፃ፥ ከንቲባ…

መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፦ ንሓደ ሊትሮ ቤኒዚን 47 ብርን 83 ሳንቲምን፣ ናፍጣ 49 ብርን 09 ሳንቲምን፣ ኬሮሲን 49 ብርን 02 ሳንቲምን፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣ 53 ብርን 10 ሳንቲምን፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዝተሳለጠ መበል 39 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን መራሕቲን ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ሓባር ዛዕባታት መግለፂ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና-ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና ክብል ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ እቲ ትካል ኢንጅነር ሱለይማን ኣብዱራህማን ኣሩመይሒ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ሎሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኢጋድ ምስ ፕሬዚዳነት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፋታህ ኣል-ቡርሃን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊን ቀጣናዊ ክልቲኣዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዕለተ ነፃነት መበል 60 ዓመት በዓል ኣልጀሪያ ንምርካብ ናብቲ ዓዲ ኣምሪሐን። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱልመጅድ ተቡን ኣብቲ በዓል ንክርከባ ብመሰረት ዘቕረቡለን አንግዶት እየን ከይደን ተባሂሉ። ኣብ ፃንሒተን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዘብፀሖ ሓደጋ ብፅኑዕ ኣውጊዘ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብሓይሊታት ፀፅታ ዝበፅሖ ካብ ዘሎ መጥቃዕቲ ብምህዳም ኣብ ልዕሊ እቶም ንፁሃን ሓደጋ ከምዘብፀሐ ሓቢሩ።…