Fana: At a Speed of Life!

ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መፃሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መጻሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ። ብኣተሓባበርነት ድጋፍ ትካል ጉምሩክ ዓለምን ብኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን ኣብ 2022 ምምሕያሽ ሕታም ታሪፍ…

መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንገስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብመዳርግቲ ኣካላት ኣቢሉ…

ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን-ቲቦር ናዥ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቲቦር ናዥ ገሊፆም። ቲቦር ናዥ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም…

ዘተ ሰላም ከይደንጎየ ምትግባር ንመላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ዘምፅእ ኢዩ-መንግስቲ ጀርመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝትግበሩ ዘለዉ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዝወስዱ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመንን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ንዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ጨፍጫፍ ዝፈፀመ ጉጅለ ራዕዲ ዝተዋደደ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ሰላመን…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ሜዴፍን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ተስማዕሚዐን። ሜዴፍ ትካላት ፈረንሳይ ብብርኪ ዓለም  ኢንቨስትመንት ተሳትፎ ንክህልዎም ዝሰርሕን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ይዛተዩ ኣለዉ። እቶም ኣባላት፥ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊ፣ ሰላምን ፀጥታን ብዝምልከት ይዛተዩ ከምዘለዉ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ከባቢ ደበን ዘጋጠመ ምስሕሓብ ብዘተ ንክፈትሓ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋደን ሓቲቶም። ኣቦ መንበር እኢ ኮሚሽን ሙሳ ፋቂ ማሃማት፥ክልቲአን ሃገራት ካብ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ንክቑጠባ ሓቲቶም። ዘጋጠመን ዘይምርድዳእ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ኣብዚ ሰሙን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ ኣብ ባህሬን ምስ ወኪን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ሰለሙን ዳዊትን ካልኦት መሳርሕቶምን ተዛቲዮም።…