ቢዝነስ ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር ኣኪቡ Desta Jul 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት እቶት ክልል ዓፋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 2 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ መሓመድ ሓሰን ንግዜኢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ክልል ብቁጠባ ዝረኽቦ እቶት ብዝግባእ ብምእካብ እናዓበየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶቶ ምእዋጁ ቤት ሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ግዕዝይና ብምጥርጣር ትማሊ ኣብ ቀይዲ ዝወዓሉ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ምሕደራ ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ኣይተ ምትኩ ካሳ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ኣይተ ምትኩ ካሳን ኢያሱ ምትኩን ናብ ቀዳማይ መጋባእያ እዋን ቆፀሮ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሰሜን ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ቶንጉ ሲም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣምባሳደር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ተዛቲየን። እቲ ኮሚሽን ናብ ስራሕ ድሕሪ ምእታዉ ዝፈፀሞም ቃንዲ ቀንዲ ተግባራት ነተን ፕሬዚዳነት ኣብሪሆም። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ምስ ክልላትን መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ ተዛቲየን Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ዓለም ለኸ ማእኸል ማላማድ(ጂሲኤ) ፕሮፌሰር ፓተሪክ ቨርኩጅን ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ትልሚ ማላማድ ብምስንዳእ ተግባራዊ ትገበር ከምዘላ ኣረዲአን። ኢትዮጵያ ከምሃገር ንለውጢ ክሌማ…
ቢዝነስ ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ውሽጢ ዓዲን ኪራይ ፋይበር ኦፕቲክስን ዓመት 2014 ልዕሊ 15 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ክብል ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ንምርካብ ንሓይሊ ኤሌክትሪክ 9 ሺሕን 472 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ሰዓት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ንዓቕሚ ዘይብሎም ነበርቲ ሂበን Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ 80 ፕሮጀክት ሓባር መንበሪ ኣባይቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ሂበን። እቶም ኣባይቲ ነበርቲ ቅድም ክብል ብዝነበሮም ስፍሓትን መጠንን ኣባይቲ ከምዝኾነ…
ቴክኖሎጂ ተወዳዳሪ ዲጂታል ዜጋ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዲጂታል ዓለም ክወዳደር ዝኽእል ዲጂታላዊ ዜጋ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ትካል ልምዓት ካፒታል ፈንድ ሕቡራት መንግስታት ብምትሕብባር ኣብ ዲጂታላዊ ክእለት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መኺሩ።…