ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ግልገል በለስ- ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ተመሪቑ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መከላከያ መሃንዲስ ካብ ግልገል በለስ ክሳብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝሃነፆ 210 ኪሎ ሜትሮ ዝንውሓቱ ህንፀት መገዲ ብምዝዛም ተመሪቑ። እቲ ዋና መምርሒ ካብ ሳልሳይ በርኪ ፀፀር መገዲ ናብ ላዕለዋይ ብርኪ ፀፀር መገዲ ዘዕበዮ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን ምክልኻል ዝጠመተ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “ናይ ፅልኣት ዘረባን ስኑዕ ሓበሬታን እናተቓለስና ስርዓት ዴሞክራሲ ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣለዎ። ዋና ዳይሬክተር በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ Desta Jun 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይምርቑ ኣለዉ። እቶም ፕሮጀክትታት ብመንስቲ፣ ህዝቢን ኣጋር ኣካላትን ዝተሃነፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ትካል ቀይሕ ወርሒ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነት፣ ብሔርን ኣረኣእያ ፖለቲካን ሓደ ኮይንና ካብ ምንባር ከምዘይኽልክሉና ማሕበረሰብ ኣውራ ኣምባ ህልዊ ምስክር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ሃዋሳ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ እንትበፅሕ፥ ሓላፊት ቅርንጫፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ፓን-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሣ ፋቂ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዖም። ሓደሽቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን። እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን። ብፍላይ ካብ ዓውዲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ። እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ- ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ”…