ዓለም ለኻዊ ዜናታት መንግስታት ኤርትራን ሶማልያን መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ኸቲሞም Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ምብፃሕ ዘካይዱ ዘሎዉ ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምስ ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መዘክር ሓባራዊ ስምምዕ ከምዝከተሙ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ፥ ሃገረ ኤርትራን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ…
ቢዝነስ ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ስራሕ ንምቕናስ ውልቀ ዓውዲ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ ተባሂሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ቁፅሪ ስራሕ ስእነት ካብ እዋን ናብ እዋን ይውስኽ ኣሎ ኢሎም። ካብ መንጎ እቲ ስራሕ ኣልቦ እቲ 80 ሚኢታዊ…
ጥዕና ቀዳምን ሰንበትን ጥራሕ ፅዑቕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር ኣብ ሙሉእ ሰሙን ምስ ዝግበር ምንቅስቓስ ዝመዓራረ ረብሓ ኣለዎ -መፅናዕቲ Desta Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ክብድ ዝበለ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝገብሩ ሰባት ክሳብ ክንደይ እወንታዊ ውፅኢት ከምዘመዝገቡ ንምፍላጥ ኣብ 350 ሽሕ ሰባት ን10 ዓመታት ክትትል ክገብሩ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ። እቲ ኣብ መፅሄት ጃማ ኢንተርናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ስላሴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንለውጢ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ተቓሪፁ ዝነበረ በረራ ኣውሮፕላን እቲ ኣብዝሓ ከምዝተጀመረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ሰዓታት ዝነበረ ጤቓ ምምሕያሽ ከምዘርኣየ ሓቢሩ። ስለዝኾነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮምን ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ-ዶ/ር እዮብ ተካልኝ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። ዶ/ር እዮብ፥ ተቓላዓይነት ልቓሕ ብምቕራፍ ዘላቒ ስርዓት ፋይናንስ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናደአ መበል ታሽዓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕኸል ኣግራብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቕረን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውሕመ ሓቢሩ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚቱ። ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ፕላኔትና ብምክንኻን ሓላፍነትና ንዋፃእ ኢሎም። ነዚ ድማ ብዙሕነትና ብምኽባር ንሰብኣዊነት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ…