ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ሽይጣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ማዕድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ሲምፖዚየም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ተኻይዱ Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ዝርከብ ሃፍቲ ማእድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ፈላማይ ክልላዊ ሲምፖዚየም ማእድን ተኻይዱ። “ሃፍቲ ማእድን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ ሲምፖዚየም፥ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስተር ፍትሒ ዶክተር ጊዴዎን ጢሞቴዎስ ምስ ፍሉይ ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛትዮም Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ፌዴሪኢ ዶክተር ጊዴዎን ጢሞቴዎስ ምስ ፍሉይ ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጠሚቶም ዘትዮም። ዶ/ር ጊዴዎን ምስቶም ፍሉይ ወኪል ኣብ ብራስለስ ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዞባ ጋሞን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዶም Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዞባ ጋሞን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ማሕበር ናይ ሕርሻ ልምዓት ስራሕቱ ብምስፋሕ ናይ ውሽጢ ዓዲ ሓረስቶት ማእኸል ተሞክሮ ክኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝግበር ለውጥን ምምሕያሽን ድጋፍ ንክትገብር ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓቲቶም Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝግበር ለውጥን ምምሕያሽን ድጋፍ ንክትገብር ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዶ/ር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋ ሓቲቶም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተሰረዘ ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ኩነታት ዝረኣየሉ ዕድል ኣሎ -ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋየ ይልማ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ግዝኣት ንምሕላው ቀንዲ ተግባር መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ሕሩጭ ብበርኪ ሃገር ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ይህነፁ ካብዘለዉ 10 ፋብሪካታት ሓደ ኢዩ።…
ቢዝነስ ባንኪ ኣምሓራ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ሎሚ መዓንቲ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ስነ ስርዓት ምረቓን መጀመሪ ስራሕን ሎመዓንቲ ለገሃር ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ባንኪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣመሓዳሪ…
ጥዕና ስምምዕነት ክታም መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ Desta Jun 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ክታም መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ። ምኒስቴር ጥዕና እቲ መተግበሪ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ምስ ማስተር ካርድን ከጋቪ ንከጄ ኤስ አይ ሎሚ ስምምዕነት ክታም ኣንቢሩ። ምኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝተረኸበ ውፅኢት ፍራምረ ሕርሻ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወላይታ ሰዶ ብሰብ ውልቀ ሃፍቲ ዝለምዐ 1…