ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ክልተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ከባቢ ቱሉ ዲምቱ 11:00 ሰዓት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ዝሰርሐ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተመራቒ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ 60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ሰሪሑ። ወዲ 25 ዓመት ተመራቓይ ራጂ ብዓውዲ ትምህርቲ ፊዚክስን ሒሳብን ዝተምሃረ እንትኸውን፥ ብ60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሳለጥ መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውድድር 12 ድምፃዊያን ክሳተፉ ኢዮም። ንትሽዓተ ሰሙናት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ክሳብ መወዳእታ ዝፀንሑ ኣርባዕተ ተነሓናሕቲ ብድምሩ 500 ሺሕ ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጆም ፀብለልታ ዘርኣዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ክብሉ ሚኒስትር ሓላፊ ዘፈር ህንፀት ርእዮት ዓለም ፖለቲካ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣብርሃም ኣለኸኝ ገሊፆም። ኣይተ ኣብርሃም ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት እቶት ካብ ምንኽኻእ ኢድ ርሒቑ ዘመናዊ ክኸውን ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይናን፣ ኣሰራርሓ ብኽነትን ንምክልኻል ስርዓት እቶት ካብ መንኽኻእ ኢድ ደቂ ሰባት ዝርሓቐን እዋናውን ክኸውን ከምዘለዎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምንቅስቓስ እቶት 2014 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምዃን ኣብ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ብምድሃብ ተዛቲዩ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ቤት ፅሕፈት ክልላትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምኻን ኣብ ዛዕባ ናይ ቐፃሊ በጀት ዓመት ኣንፈታት ትኹረት ይዛተ ኣሎ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሪሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ክልላት ካብ ድጎማ በጀትን ካብ ናይ ሓባር እቶትን ዝርከቡ ኣታዊ ይውስኽ ከምዘሎ ገሊፆም። እቶም ኣፈጉባኤ ኣብ መንጎ ክልላት ዝረአ ዕብየት ዘይተመጣጠነ ከምዝኾነ ገሊም። ኣብ ቀፃሊ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ዝጠናኸረሉ ኣገባብን ዝጠመተ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ቤተክርስትያን ላሊበላን ስራሕቲ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኣብ ተጠናኺሩ ኣገባብን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓሪስ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዝበፅሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ትሑት እቶት ዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ መኣዲ ኣካፊሉ Desta Jul 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 60 ሽሕ ዝተፀገሙ ወገናት መርሃ ግብሪ መኣዲ ምክፋል ኣካይዱ። ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ 60 ሽሕን 99 ዜጋታት ዝጠመተ እቲ መደብ፥ ልዕሊ 126 ሚልየን ወፃኢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…