Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ 2 ሺሕን 50 ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ከምዝተጣየሻ በዓል መዚ ትካላት ስቪል ማሕበረሰብ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክሳብ ሐዚ ብሓፈሻ 4 ሺሕ ትካላት ተመዝጊበን ኣብ ስራሕ ይርከባ ኢሉ። ዋና…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ። መርሃ ግብሪ መበል 11 ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ሎሚ ኣብ ኢሊሊ ሆቴል ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ “ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ንኢንዱስትሪ መሰረት” በዝብል መሪሕ…

ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ  ዋና ኦዲተር ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን ብተወሳኺ ኣይተ ኣበራ ታደሰ ኢትቻ  ምክትል ዋና ኦዲተር ብምዃን ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። እቶም ተሸየምቲ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ…

በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምዃን ዝተመሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ሞሃመድ በዓለ ሹመቶም ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ። ኣብ ሞቃድሾ ኣብ ዝካየድ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ክርከቡ ኢዮም…

ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም። ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን  ብምዃን ኢዮም ተሸይሞም። ክሳብ 30…

ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ኢዜማ ኣብ ቀፃሊ ንምምራሕ ዝወዳደሩ ሕፁያት ምልዕዓል “ምረፁና” ጀሚሮም ። እቲ መልዕዓል ካብ ሎሚ 1 ክሳብ 24 ሰነ 2014 ዓ.ም ዝፀንሕ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ንውድድር ኣቦ መንበርነት፣ መራሒን ፀሓፊን ዝወዳደሩ ሕፁያት ዕላዊ ኮይኖም።…

ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ናይ ኣመራርሓ ቦታ ንክሕዙ ብዙሕ ክስራሕ ኣለዎ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ናይ ኣመራርሓ ቦታ ንክሕዙ ብዙሕ ክስራሕ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ሓዳሽ ምስ ዝተሾማ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኣውዳ-ኔፓድ ትካላት ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ናርዶስ…

መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ዝካየድ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ኣብቲ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ 28 ደቂ ኣንስቲዮ ዝርከበኦም 54 ኣትሌታት እተሳትፍ እንትትኮን፥ ኣብ መኽፈቲ ዕለት እቶም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለዩ መፃረዪ ውድድራት ክካፈሉ…

ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ኣብ ክልልት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ደገፍ ንዝደሊዩ ዝቐርበሉ ዘሎ መገዲ ከምእትንእድ ኢዩ ኣፍሊጡ። ኣብ…

ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ። ከም…