Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ንኽቕፅል ኣንፈት ኣቐሚጡ። ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ፀፅታን እናተወሰደ ዝርከብ ስጉምቲ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሹ ገሊፁ። ኮሚሽነር ምምሕዳር ቅልውላው እቲ ሕብረት ጃኒዝ ሊነርሲስ፥ ኣብ ክልል ትግራይን ሶማሌን ዝገበርዎ ዑደት ክልተ መዓልቲ ምዝዛሞም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣቴንስ፣ ግሪክ ደው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ 15 ሓምለ 2014 ዓ.ም ከምዝጅምር እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድ ሕድ ሰብ 100 ፈልስታት ንክተክል እፅውዕ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ንመፃኢ ትውልዲ ኣብዚ ዙር ሕድ…

ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ንምንጋስ ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሰላመን ጉዳይ ወፃኢን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዶክተር ዲማ ነገዎ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ጉዳያት ኣውሮፓን ርክብ ወፃኢ ታሕተዋይ ቤት ምኽሪ ጣሊያንን ፒየሮ ፋሲኖ…

ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይወስዶ ብዘሎ ኦፕሬሽን ጠንካራ መምሀሪ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መርሃ ግብሪ መበል ራብዓይ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ ኣዲስ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተባባዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ እውን ኢሎም። ኣይተ  ደመቀ…

ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ። መጀመሪ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ኣብ ማእኸል እፅዋት…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣቕርቦት ዕድጊት ምግብን ዘበናዊ ዱኽዒን ሩሲያ ማዕቐብ ዘይምንባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣቕርቦት ዕድጊት ምግብን ዘበናዊ ዱኽዒን ሩሲያ ማዕቐብ ዘይምንባሩ ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ገሊፆም። ሓላፊ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፍ ቦሬል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኣኼባ ሚኒስትራት ሕብረት…

ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰበን ተረኺቦም። ብብርኪ ክልል ልዕሊ 14 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ተተሓዙ ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ…