Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ብቐፃልነት ዝቐርበሉ ዘሎ ኩነታት ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ኣብ ክልልት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ደገፍ ንዝደሊዩ ዝቐርበሉ ዘሎ መገዲ ከምእትንእድ ኢዩ ኣፍሊጡ። ኣብ…

ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ “ዝኸፍአ” ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓይሊታት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ከተማ  ሴቬሮዶኔስክ ዝኸፍአ ዝተብሃለ ኲናት የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ከተማ ሴቬሮዶኔስክ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት ቅድመ ሐዚ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን ካበ ዝተኻየደ ኲናት እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ተሓቢሩ። ከም…

መንግስቲ ነቲ ዘጋጠመ ናህሪ ዋጋ ንምፍታሕ  ሓፂር፣ ማእኸላይን ነዊሕን ኣንፈታት ስጉምቲ  ንምውሳድ ዓሊሙ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ተዛቲዩ። ካብ 2011…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ  ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…

ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቀል ፍሪያት ብዘረባ ጥራሕ ዘይኮነስ ፍሪያቶም ብምዕዳግ ኣፍልጦ ክንህብን ክነተባብዕን ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። መበል 12 ኤግዚብሽን ሰሙን ቴክኒክን ሙያን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ እተን ከንቲኣ…

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 195 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ክታበት ኮቪድ 19 ብብርኪ ሃገር ተበፃሒ ንምግባር ንዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ብሰንኪ ጉንፂ ጉድኣት…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ዳንኤል ኔሚጄን ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ ሆስፒታል ሚሊኒዬም ኮሌጅ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ፕሮግራማት ትምህርቲ ሕክምናን እቲ ሆስፒታል ተዓዚቦም።…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ እምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ አምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን። እቲ ህንፃታት፥ መምሃሪ ከፍሊታት፣ ምምሕዳር፣ ንግልጋሎት ላይብረሪን ላብራቶሪን ዝውዕሉ ኢዮም።…

መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ-ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ ምክትል  ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ  ብሰባት ናይ ምንጋድን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምሽጋር ገበን ናይ ምክልኻለን ምቁፅፃርን…

ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። እቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ኣዋርሕ እተን ኣብያተ ብዝምልከት ኢዩ ዝግምገም ዘሎ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረባ ሚኒስትር ፕላንን…