ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም።
እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣…