ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውደ ርእይ ኣይ ኤም ኤክስ ፍራንክፈርት 2022 ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮንቬንሽን ቢሮ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥን ምትእስሳር ንምፍጣርን ጀርመን ፍራንክፈርት ኣቲዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ በረራ ጀሚሩ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓዱሽ በረራ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድመ ሐዚ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምብራር ብኣየርላንድ ደብሊን ኣቢሉ በረራ ይገብር ከምዝነበረ ይፍለጥ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ- ኣይተ ደመቀ መኮንን Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ኣብ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ተገሊፁ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት መሰረታዊ ኣቕርቦት ኣገልግሎት ፌዴራል፣ ክልላትን…
ጥዕና ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ ሰብነተን ክቃፀል ዝሓሸ ዕድል ኣሎ-መፅናዕቲ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝበለፀ ውፅኢት ዝርከብሉ ሰዓታት ምንቅስቓስ ኣካላት ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝተፈላለየ ከም ዝኾነ ሓደ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ኣብቲ መፅናዕቲ፥ ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ህንዲ፣ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ ከመዝካየድ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 116 ዓለም ለኸን 23 ናይ ውሽጢ ዓዲን በረራ ከምዝገብር ካብተ መገዲ…
ቢዝነስ ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ኣባገዳታትን ኣመራርሓ እቲ ትካልን ተረኺቦም። ብሃብታሙ ተ/ስላሴ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ተዋሂቡ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋኝ ኢትዮጵያ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣለሚቱ ኡሙድ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ…