ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝዳሎ ሓዱሽ ወግዒ “ካብ መንጎ ፅንፈኛ ወርቃዊ ማእኸላይ ምንዳይ” ብዝብል ርእሲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ፍታሕን ዓውዲን ፅንፈኝነት ዘድሃበ ቀዳማይ ክፍለ ጊዘ ፕሮፌሰር ሃብታሙ ወንድሙ ብዘቕርብዎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ Desta Jun 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)96 ኪሎግራም ዝምዘን ንግዚኡ እንታይነቱ ዘይተፈለጠ ናውቲን ሓደገኛ መዐወኒ እፅን ብመዕርፎ ነፍረቲ ቦሌ ኣቢሉ ናብ ወፃኢ ንክወፅእ ተታሒዙ። ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ጁሃንስበርግ ኣብ ዝበርር ኣውሮፕላን 44 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኖራ ዝመስል 39 ለማፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ Desta Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከመዝኣተወ ተገሊፁ። እቶም ሕጊታት ኣዋጅ ምምሕዳር ኣፅዋራት ኲናት፣ ኣዋጅ ስነ ሰርዓት ምምሕዳር፣ ኣዋጅ ጠበቓታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድንን ተዛቲዮም Desta Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ትሕብብር ስዊድን ማቲልዳ ኧርንክራንስ ን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ፈሺሉ-ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ Desta Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብዝተዋደደ ፃዕሪ ሓይሊታት ፀፅታ ፈሺሉ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም። ሓይሊታት ፀፅታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Jun 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ በዓል መዚ ነብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነ ብርሃን፥ እቲ በዓል መዚ ምስ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፁ ዘለዉን ዝተሃነፁን መሰረተ ልምዓታት ዘጎብነያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል ጥበባትን ባህሊን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካል እቲ ፌስቲቫል ዝኾነ ምርኢት ኣደባባይ እውን ይካየድ ኣሎ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ጥበባትን ባህሊን ንቀጣናዊ ምትእስሳር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ተርኪ ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ክተእትይ ኢያ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርኪ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2023 ጀሚራ ብሸነኽ ፀሊም ባሕሪ ኣቢላ በቢዕለቱ 10 ሚሊየን ሜትሪክ ኪዩቢክ ጋዝ ተፈጥሮ ከምእተእትይ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶኻን ከምዝበልዎ፥ እቲ መጠን ጋዝ ኣብ 2026 ከብ ከምዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jun 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሄራዊ ዘተ ጠሚቶም ንዘልዓልዎ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኮሚሽን ዘተ ብቤት ምኽሪ…