ባንኪ ዓለም ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንዕውትነት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ።
ካብ ባንኪ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፕሮግራም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ምስ ዘተግብራ አብያተ ዕዮ ተዛቲዮም።
ኣብ…