ምክልኻል ሕማምን ምምዕባል ጥዕናን መሰረት ዝገበረ ፖሊሲ ብምትግባሩ ዝተባባዕ ውፅኢት ምምዝጋቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሕማምን ምምዕባል ጥዕናን መሰረት ዝገበረ ፖሊሲ ብምትግባሩ ዝተባባዕ ውፅኢት ምምዝጋቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ገሊፁ።
ልዕሊ 22 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ብጥዕና ስነ ተዋልዶ፣ ስርዓተ ፆታን ኣገልግሎት ትልሚ…