ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብምትግባሩ በቢዓመቱ ዘጋጥም ዝነበረ 92 ሺሕ ሄክታር መሬት ብርሰት ደኒ ናብ 32 ሺሕ ሄክታር ከምዘውረዶ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ-ሚኒስቴር ፍትሒ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ ክብል ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ጎንፅን ዘይምርግጋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እስላማዊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ክጅመር ኢዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ካብ 24 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከምዝካየድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ፕሬዝዳንት ልምዓት ሕርሻ፣ ሓይሊሰብን ማሕበራዊን እቲ ባንኪ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመረታ ሰዋሰው፥ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ካትሪን ሱዚን ኣንባሳደራት 5 ሃገራትን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድም ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣ ስዊዘርላንድ ፣ ቼክሪፐብሊክብ ፊንላንድን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ትካላት ሓገዝ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣…
ቢዝነስ ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ። ኣብ ኣልጀሪያ ፍሉይ ጣዕሚ ቡና ብምቕላው ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ምስ ዝፍለጥ ሓለፍቲ ኩባንያ ፌኔክ ኮፊ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ። ምስ ምምሕዳርን ኣተሓሕዛን መረዳእታ ኣባይቲ ብዝዛመድ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምሙላእ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ዝተኣመነሉ ትግበራ ሶፍትዌር ስርዓት ምምሕዳር…