ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብራቶሪ ፍተሻ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ።
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ዝተረኸቡ ተወካሊ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…