ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ዝነበረን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ክቕፅላ ኢየን- ወ/ሮ ዳግማዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲ ማሕሙድ ኢያቤን ዘትየን።
ኢትዮጵያን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ከምዘለወን ወይዘሮ ዳግማዊት ኣዘኻኺረን።…