Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ። ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋረሕ ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣዳሚፁ።…

ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ-ኢንጅነር የማነ

ኣዲስ ኣበባ፣11 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተዉ ኣባል ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ነበር ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን…

ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም። ናይተን ሃገራት ውሳና…

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…

ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ። ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና…

ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን  ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ። ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም…

ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ሚዲያ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ኣይተ ጌታቸው ታኣ፥ ትካላት ሚዲያ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ካብ ምላሽ ሓደጋ ክሳብ ሰብኣዊ ልምዓት…

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ምምሕዳራት ትካላት ሰላምን ፀፅታን  ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ክልል ደቡብ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…