ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባብታት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈላለዩ ከባብታትን ኣይወፅአን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባብታት ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተፈላለዩ ከባብታትን ከምዘይወፀ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ሎሚ መዓቲ ኣብ ዝሃቡዎ…