ቢዝነስ መንግስቲ ኣብ ምርግጋዕ ዋጋ ነዳዲ 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዚ ሐዚ እዋን 124 ቢሊየን ብር ኪሳራ ከምዘጋጠሞ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ትግበራ ሪፎርም ዕዳጋ ነዳዲ መፋለጢ መድረኽ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሊያ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ተዛቲየን Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ኖርዌይ ኢንግቪልድ ጀርኮል ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምድጋፍ ቴክኖሎጂ ጥዕናን ሰርዓት ጥዕናን ዘድሃበ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። እተን ሚኒስትራት ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝደሓነ ተገሊፁ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ወፃኢ ሎጂስቲክስ ንምቕናስ በዝተሰርሐ ስራሕቲ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዘድሓነ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ መበል ዓስራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ሓድነትና ግድነት ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መዓልቲ ኣፍሪካ ብዝምልከት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መለእኽቲ፥ ብመሰረት ዝተዛበዐ ዓለም ለኸ ስርዓት ኣፍሪካ ሕውስውስ ፈተናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዦር ሹም ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ እዋን ምኽባር ሰላምን ፀፅታን ንዝሰርሑ ኣካላት ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንምርካብ ናብ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ወደ ናብታ ከተማ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ Desta May 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ፅገንኡ ዲጅታላይዝ ገይሩ። ስለዝኾነ እቲ መገዲ ኣየር በቢዓመቱ ንወረቐትን ሓይሊ ሰበን ዘውፅኦ ዝነበረ 500 ሚሊየን ብር ከምዘድሕን ተሓቢሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፥ እቲ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ኣጎዓዒዙ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንመበል ሓምሻይ ግዘ ሰብኣዊ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ከምዘጎዓዓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ሰብኣዊ ሓገዛት፥ ናውቲታት ሕክምና፣ ሓገዝ ምግቢ፣ እታዎታት መሐከሚ ማይን ናውቲታት ገዛን ኢዮም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሖም Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ናይጀሪያ ኣምሪሑ። ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ከተማ ኣቡጃ ኣቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዘበነ ፍሪያት 2014/15 ዝኸውን መግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ እቲ ባንኪ ብሰንኪ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላን ምክትል ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ከምኡውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ሰራዊት…