ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ሰብኣዊ ረዲኤት ንዘድልዮም ዜጋታት ድጋፍ ንክበፅኽሕ ኢትዮጵያ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣህመድ፥ ብሰንኪ ተፍጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ረዲኤት ንክበፅሖም ኢትዮጵያ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ እናተሳለጠ ኣብ ዘሎ …