ቢዝነስ ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን Desta Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ። ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ Desta Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ሬድዋን ሑሴን ሱዳን ሰላማን ምርግጋዓን ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ብዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ናይ ሓባር ኩለ መዳይን ሕልኽላኽን ዝኾኑ…
ስፓርት ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ። ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ— Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ ብዝተዋደደ ኣገባብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮን ስራሕቲ ለምዓት ተፋሰስን ይካየድ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ግብርና ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ። ዳይሬክተር ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣጠቓቕማን ፈቃዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ቀፃሊ ስራሕና ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) ምስ ምእካብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ዝተዛመደ ኣብ ቀፃሊ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ከንሰርሕ ኢና ኢሎም። እቲ ዘተ ሓቛፊ ስለዝኾነ ክልል ትግራይ እንተይሓዝና ናይቲ ዘተ ዕዉትነት…
ስፓርት ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ። ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ተኻይዶም Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ለምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤተክርስቲያን ኣብታ ከተማ ንዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ንዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብፁኣን ኣቦታት፡፡ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ምጥቃም ይግባእ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ከይዲ ኣሰራርሓ ዘበናዊ ፊልም ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ስልጠና ‘ኢማጂንግ ኣኒሜሽን ሚዲያ’ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ…