ቢዝነስ ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ብቐጥታ ናብ ዕዳጋ ኣልጀሪያ ብዛዕባ ዝቐርበሉ ኩነታት ዘተ ተኻይዱ። ኣብ ኣልጀሪያ ፍሉይ ጣዕሚ ቡና ብምቕላው ናብ ዕዳጋ ብምቕራብ ምስ ዝፍለጥ ሓለፍቲ ኩባንያ ፌኔክ ኮፊ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ቴክኖሎጂ ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምምሕዳር መረዳእታ ኣባይቲ ኣብ ትሽዓተ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ክትግበር ኢዩ። ምስ ምምሕዳርን ኣተሓሕዛን መረዳእታ ኣባይቲ ብዝዛመድ ዝረኣዩ ክፍተታት ንምሙላእ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ዝተኣመነሉ ትግበራ ሶፍትዌር ስርዓት ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ እግሪ ንምትካል ፃዕርታት ይግበሩ ኣለዉ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጤፌ መሓመድ ገሊፆም። እቶም ረእሰ ምምሕዳር ብአምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ እስቴቨን ኣውርን ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻርልስ ንዴማ ባህሪ ኣብ ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ዓበይቲ ጥሕሰታት ዝምጥን መፍትሒ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ምርመራ ንኢዶም Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕመ ምክትል ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ሃገራዊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ቻርልስ ንዴማ ባህሪ ኣብ ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ዓበይቲ ጥሕሰታት ዝምጥን መፍትሒ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ምርመራ ንኢዶም። ፆተ መሰረት ገይሮም ዝተፈፀሙ መጥቃዕቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 4 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 4 ሺሕ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ እዋናዊ ኩነታ እቲ ክልል ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 10 ሺሕ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከምዝኣተወ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብ163 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክልተ ግዜ ከምዝተጎዓዓዘ ኢዩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብምኽኒያት ጎንፂ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta May 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ብምኽኒያት ጎንፂ ብግዲ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዘጋጠመ ኲናት ቁፅሪ ስደተኛታት ልዒሊ 100 ሚሊየን ንክኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ። ሓላፊ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ኣይተ መስፍን ገዛኸኝ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብምትሕብባር ግራዝማች ኢንተርቴይመንት አስተባባሪነት ከምዝካየድ ገሊፆም። 4 ሚሊየን መፃሕፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አብ ልዕሊ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ልዕሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ኣቦቴን ወረጃርሶን ብምንቅስቓስ ንብረት እንትዘርፉን ህዝቢ እንተሳቕዩን ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ስላም ንምምፃእ ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ-ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእ ናብ ውሕሱን ዘላቒ ስላምን ንምምፃእ ንሰላም ድልው ዝኾነ ፖለቲከኛ፣ ህዝቢ፣ ኢሉ እውን ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ ክብል ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ ገሊፁ። ድምፃዊ ምዑዝ ምስ…