Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን  ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…

ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ደገፍ ልዕሊ…

ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብምትግባሩ በቢዓመቱ ዘጋጥም ዝነበረ 92 ሺሕ ሄክታር መሬት ብርሰት ደኒ ናብ 32 ሺሕ ሄክታር ከምዘውረዶ ተገሊፁ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ-ሚኒስቴር ፍትሒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት  ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ ክብል ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ጎንፅን ዘይምርግጋዕን…

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ  ተዛቲዮም። ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…

መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እስላማዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ካብ 24 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከምዝካየድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻን ማይን ዘለዋ ሃፍቲ ንክተልምዕ ይሰርሕ ከምዘሎ ምክትል ፕሬዝዳንት ልምዓት ሕርሻ፣ ሓይሊሰብን ማሕበራዊን እቲ ባንኪ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመረታ ሰዋሰው፥ ምስ ምክትል ፕሬዝዳንት…

መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዓለም ለኸ ጉባኤ እምነት ኣብ ዶሃ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዘረባ ፅልኢ ብዓይኒ ሃይማኖታዊን ቅዱሳንን መፃሕፍቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…

ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ካትሪን ሱዚን ኣንባሳደራት 5 ሃገራትን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድም ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)  ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣ ስዊዘርላንድ ፣ ቼክሪፐብሊክብ ፊንላንድን ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ትካላት ሓገዝ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣…