ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ፅባሕ ጀሚረን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢልዜ ብራንድስ ኬሪስ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን።
እቲ ዑደት ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝፀንሕ ከምዝኾነ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ…