Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ዝተሳተፉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዘተኣኻኸቦ መፃሕፍቲ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ዘተኣኻኸቦ 2 ሺሕን 400 መፃሕፍቲ ኣረኪቡ። “ሚሊየን መፃሕፍቲ ንትውልዲ ሚሌኒየም” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ገብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር።…

ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋረሕ ብር 282 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣኪቡ። ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ጉባኤ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋረሕ ሚኒስቴር እቶትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣዳሚፁ።…

ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንደሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኣባላቱ ኣብ ዘህነፆ ኣፓርትመንት መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊተን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ-ኢንጅነር የማነ

ኣዲስ ኣበባ፣11 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተዉ ኣባል ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ነበር ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን…

ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምሕዋስ ብፅሑፍ ስሩዕ ሕቶ ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ሕቶአን ናብ ዋና ፀሓፊ ጀንስ ስቶልተንበርግ ብዕሊ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቶም ዋና ፀሓፊ እቲ ደብዳበ ንዘቕረቡ ዲፕሎማታት አመስጊኖም። ናይተን ሃገራት ውሳና…

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…

ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ። ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና…

ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን  ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ። ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም…