ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ኣፈሪሙ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ከምዘፈረሞ ግልፂ ገይሩ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ካብ ሊቨርፑል ንምልቃቕ ምውሳኑ ቅድሚ ሰሙናት ምግላፁ ይዝከር። ኣብ ሓዱሽ ክለብን ዝተፈለየ ቦታን ንባዕሉ ንምፍታሽ ብምድላዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ኣሎ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ዝተፈላለዩ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን መስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ዴስክ መክልኻለን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማትን ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ሰላማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ይካየድ ኣሎ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ነቲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ብመደረ ዝኸፈቱ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)÷ ፀገማትና ንኽፍጠሩ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ደቡብ ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ይርከብ – ሜ/ጄ ኣድማሱ ኣለሙ Desta May 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣዛዚ እዚ ደቡብ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ኣለሙ ሰራዊት ምክልኻል ሃገራዊ ግቡኡ ብብቕዓትን ጅግንነትን እናተዋፀአ ይርከብ ኢሎም፡፡ ሜጀር ጄነራል ኣድማሱ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እዚ ደቡብ ኩለመዳያዊ ናይ ምግባር ዓቕሚ እቲ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘመሓላለፎ ውሳነ፥ መሰረት ኣታዊ መንግስቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ንምሽፋንን ዝተረጋገዐ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምርግጋፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ተመሓይሹ-ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብያተ ህንፀት ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ምምሕያሹ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብርሃኑ ኣዴሎ ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፥ ኣብ ላዕለዋይ ሓለዋ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ዑደት ገይሮም። ኮሚሽነር ብርሃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፍልሰት ንምቁፅፃር ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Desta May 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ብተፈጥሮ ይኹን ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት ዘጋጥም ፍልሰት ንምፅናዕን ንምቁፅፃርን ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኔትዎርክ ሓለዋ ቀጣናዊ ከባቢ ምብራቕ ኣፍሪካ ምስ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጣሊያን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ነይሩ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጣሊያን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ስምምዕ ዝተገበረሉ ዕዉት ፃንሒት ከምዝነበረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ መዘነኦም ጂኦርጂያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእ ዘኽእል ዘተ ገይረን Desta May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤልን ሶሪያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ምስሕሓብ ንምህዳእን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘለዉ ጎንፅታት ደው ንምባልን ዘኽእል ዘተ ከምዘካየዳ ተገሊፁ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ቀጣና ማእኸላይ ምብራቕ ንዓመታት ብተፃይነት ዝፀንሓ ከልቲአን ሃገራት ርክበን ንምሕዳስ…
ጥዕና ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ናይ ምግባር ፃዕሪን ውፅኢቱን Desta May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ዝእከበሎም ቦታታት ካብ ትንባኾ ናፃ ንምግባር ብዝተገበረ ፃዕሪ እወንታዊ ውፅኢቱ ከመዝመፅአ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቁፅሪ ኣዋጅ 1112/11 ምምሕዳርን ምግብን መድሓኒትን ተቓላዓይነት ትንባኾ ዘይጥቀሙ ወገናት…