ኣብ ደሴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ምስ ነበርቲ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝሃቦም ውሳነታትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብምድሃብ ምስ ነበርቲ ደሴ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዕድል ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ እቲ መድረኽ ውሳነታት ፓርቲ ብልፅግና ብቐጥታ ናብ ህዝቢ…