ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን ክንከውን ይግበአና – ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ምትሕግጋዝን ምርድዳእን ባህልና ብምቕፃል ነኒሕድሕድና ደጀን ክንከውን ይግበአና ክብሉ ምክትል ክንተባ ከተማ ኣድስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፤ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም።
ኣይተ ጃንጥራር ኣብ ክፍለ…