ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ድልድል ዑደት ገይሮም Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሩባ ኣባይ ይህነፅ ኣብ ዘሎ ብገመድ ዝተወጠረ ድልድል ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ምርካቦም ይዝከር። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ መስዋእትነት ዝኸፈሉን ክቡር ኣካሎም ዝጎደሉን ጀጋኑና ተጋድሎ ብታሪክ ዝዝከር ኢዩ- ዶ/ር ይልቃል ከፋለ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ መስዋእትነት ዝኸፈሉን ክቡር ኣካሎም ዝጎደሉን ጀጋኑና ተጋድሎ ብታሪክ ዝዝከር ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። “ኣብ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ዝተኸፈለ መስዋእትነት…
ቴክኖሎጂ መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ትሕዝቶን ኣገልግሎትን ዲጂታል ትኹረት ብምግባር ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ ከም ኢትዮጵያ ኣብ ዝበላ ብዙህነት…
ጥዕና ብባክተሪያ ዝመፅእ ሕማም ሃናት ብእዋኑ ዘይምሕካም ንሕማም ልቢ የቃልዕ- ሰብሞያ ሕክምና Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ካብ 5 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዝርከቡ ኣባፅሕ ብበዝሒ ንሕማም ሃናት ከምዝቃልዑ ሓበሬታታት የርእዩ። ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከባ ሃገራት፤ መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ዕድመ ቁልዕነቶም ንሕማም ሃናት ይቃልዑ እዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፔፕፋር ኣብ ኢትዮጵያ ኤች ኣይ ቪ ንምክልኻል ዝውዕል ደገፍ 106 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta May 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፔፕፋር ኣብ ኢትዮጵያ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዝውዕል ደገፍ 106 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ብብርኪ ዓለም ንኤች ኣይ ቪ ኤድስ ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምሕጋዝ ኣብ ኣሜሪካ ዝተጣየሸ ፔፕፋር መርሃ ገብሪ ኣመራርሓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነባራዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዕሊ ብምርዳእን ኣሚንካ ብምቕባልን ሃገርና ኣብ ፅኑዕ ሰረት ክነቐፅላ ይግባእ-ኣፈጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባራዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ብዕሊ ብምርዳእን ኣሚንካ ብምቕባልን ሃገርና ኣብ ፅኑዕ ሰረት ክነቐፅላ ይግባእ ክብሉ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትቅፅል ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዓውዲ ዕደና ኣቕርቦት ፋይናንስ ንክረክብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓውዲ ዕደና ምስ እዋናዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩን ሱክ ዮል ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኮሪያ ብምዃን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀፀልቲ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ኮሪያታት ዘሎ ምስሕሓብ ንምዝሓል ኣድሂቦም ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም። ኣብ ስነሰርዓት እቲ ቃለ ማሕላ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ ክልተ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ወገናት ፀሎት ተገይሩ Desta May 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከለበቲ ረሱል ወይ ድማ ኣብ ውሽጢ ዞባ ክልተ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ወገናት ፀሎት ተገይሩ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ዓፋር ሰሪጉ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ብቃላት ክግለፁ ዘይኽእሉ ኣብ ደቂ ሰባት ክፍፀሙ እዮም…