Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሊቨር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ዩኒሊቨር ኩባንያ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ናውቲታት ፅሬትን ምግቢ ተንከፍ ፍሪያታትን ብምፍራይ ዝፍለጥ ኢዩ። ቅድሚ 7 ዓማውቲ…

ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ኣጂ ዑመር እድሪስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ መንጎ ሰዓብቲ እምነት…

ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣትሌት ፀሃይ ገመቹ ኣብ ሊዝበን ኣብ ዝተኻየደ ጒያ ፍርቂ ማራቶን ንካልኣይ ግዘ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ1 ሰዓት 06 ደቒቓን 44 ሴኮንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ዛዚማቶ። ኣትሌት ጎይተይቶም ገብረስላሴ ድማ  1 ሰዓት 06…

ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ዝቐበሮ ብዙሕ ኣፅዋራት ኲናት ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ። ኣብቲ ክልል ዞባ ኣፍዴር ኣብ ዶብ ሶማሊያ ዝተዋፈሩ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌን ኣካላት ሓበሬታን፥ ኣብ ወረዳ ባረይ…

ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ምስ ነበርቲ ከተማ ጎንደር ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ዘተ ብፀሎት ተጀሚሩ። ላዕለዋይ ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ  ሊቀ ትጉሃን ታጋይ ታደለ ኣብ ዘስምዕዊ መኽፈቲ መደረ፥ ንዘበናት ተኸባቢሮም፣ ተፋቒሮምን ተዛሚዶምን…

2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ 2 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ለሊሴ ነሜ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ 3 ነጥቢ 63 ቢሊየን ዶላር ነምስሓት ትልሚ ተታሒዙ ከመዝነበረ…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ  በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ  በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ዳያስፖራታት ሃረር ዘለዋ ሃፍቲ ቱሪዝም ንዓለም ልምፍላጥ ክሰርሑ ከመዝግባእ ኣብቲ መርሃ ገብሪ ተገሊፁ። በዓል ዒድ ሸዋል ካብ 30 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…

ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ፍትሒ ኣይተ ዓለምኣንተ ኣግደዉ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ተርኪ ኣብ ክሊ ምትሕብባር ሕጊን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ተዛቲዩ። እቲ ጉጅለ ምክትል ሚኒስትር ሚነስቴር ፍትሒ እታ ሃገር ያኩፕ ሞጉልን ካልኦት…

ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትየጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዓውዲ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዝርዝር ተግባራት ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ሃገራት ብባዮ ቴክኖሎጂ፣ ህዋ ሳይንስን ዲጂታል ኢኮኖሚን ንምስራሕ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣብ መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወሰኽ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዓለም ለኸ ፍሪያታት ነዳዲ ልዑል ወሰኽ መሸጢ ዋጋ ምግባሩ ስዒቡ ኣብ መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወሰኽ ተገይሩ። ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ካብ ፅባሕ 30…