ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ዝተመደቡለን ሃገራት ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝውክሉ ኣምባሳደራት ናብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሹመት ኣምባሳደራትን 18 ጥሪ 2014 ዓ.ም ከምዝተውሃበ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ አትገብሮ ዘላ ደገፍ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን-ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ኦፌኮ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ጠበንጃ መፍትሒ ኣይኾንን ክብሉ ምክትል ኣቦ መንበር ፓርቲ ፌዴራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣይተ ሙላቱ ገመቹ ገሊፆም። ኣይተ ሙላቱ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ፓርቲኦም ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን ኣፍሊጡ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝዓነዋ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ ንዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጃፓን(JICA) ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ዋና ተወካሊ እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ካትሱኪ ሞሪሀራ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነን-መሓመድ እድሪስ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነንክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ቁፅሪ እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ካብ ምውሳኽ ብዝሓለፈ ሓቃዊ ሓበሬታ ዝምግቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ናብ ዩንቨርስቲ መንግስቲ ዝኣትዉ ተምሃሮ ሕሪየኦም ክሳብ 13 መጋቢት ንከመዓራርዩ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ 2013 ዓ.ም ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ቅድመ ሐዚ ሕሪያ ትካልንን ዓውደ ትምህርቲን ምክያዶም እቲ ሚኒስቴር ኣዘኻኺሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ Desta Mar 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ዲጂታል ኢኖቬሽን ኣፍሪካ” 2022 ክተተኣናግድ ኢያ። እቲ ጉባኤ፥ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያን ኤክስቴሽያን ዝተሰናድአ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ልዕሊ 30…