Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ቦቀል ዓቕሚ ኢንዱስትሪታትና ምዕባይ ንኢትዮጵ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዓንዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ቦቀል ዓቕሚ ኢንዱስትሪታትና ምዕባይ ንኢትዮጵ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዓንዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ቤተ መንግስቲ ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ…

ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘጋጠሙ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም ልዕሊ 97 ሚኢታዊት ከምዝፈሸሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘጋጠሙ 5 ሺሕን 856 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም ልዕሊ 97 ሚኢታዊት ከምዝፈሸሉ ተገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ደሕንነት ኣይተ ሰሎሞን ሶካ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ…

ኣብ ማሓየር ታኒዛኒያ ዝርከቡ 4 ሺሕን 500 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ንክስደዱ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29  ሚያዝያ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማሓየር ታኒዛኒያ ዝርከቡ 4 ሺሕን 500 ኢትዮጵያውያን ብምሕረት ንክስደዱ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ኤምባሲ አትዮጵያ ኣብ  ዳሬሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኤምባሲ አትዮጵያ ኣብ  ዳሬሰላም ሽብሩ ማሞ ኣብ ኮሚሽን…

ሓይሊ ኣየር ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነት ብብቕዓት ምውፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ-ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዑደት ኣካይዱ። ብኣካቢ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ዲማ ነገዎ ዝተመርሐ ልኡኽ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሓይሊ ኣየርን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን “ብፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ዓዲ” ዝመፅኡ ኣባላት ዳያስፖራ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን “ብፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ዓዲ” ዝመፅኡ ኣባላት ዳያስፖራ ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ  ዳያስፖራ ዝተዛተዩ እንትኾኑ፥…

ሰሜን ኮሪያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ግዘ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣29 ሚያዝያ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ግዘ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ደቡብ ኮሪያ ኣፍሊጦም። ሰሜን ኮሪያ ዝገበረቶ ፈተነ ኣብ ዘለናሉ ዓመተ ፈረንጂ ንመበል 15 ግዘ ዝተገበረ ፈተነ ከምዝኾነ ዮንሃፕ ሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣሰሶ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣሰሶ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ዝተዳለወ “ግደ ምሁራን ንዕውትነት ብሄራዊ ዘተ”ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዩ። ኣብ ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስትር ዴኤታ ህንፀት ሰላምን…

ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ቻይና ብስፍሓት ንኽሽየጥ ዝዓለመ መርሀ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ቻይና ብስፍሓት ንኽሽየጥ ዝዓለመ ንነጋዶ ቡን ቻይና መርሀ ግብሪ ምፍላጥ ብበይነ መረብ ተኻይዱ። ኣብ ቤጂንግ ኤምባሲ ኢትዮጵያ "ቡን ካብ ምድሪ ቀዳሞት" ብዝብል መርሕ ቃል ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ…

ዴን ማርክ ናይ ነዊሕ እዋን ኣጋር ብምዃና እትህቦ ድጋፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቐዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስቴር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ንፍሌሚንግ ሞለር ሞርቴንሰንን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም አዛዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮነን፥ ዴንማርክ ንኢትዮጵያ…

ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ኣዉራምባ መበል 50 በዓል ምስረታ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሩ። ኣፍቲ ምድላዉ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬን ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸዉ ጀምበርን ተረኺቦም።…