Fana: At a Speed of Life!

መበል 81 በዓል ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ሎሚ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ንኣቦታትን ኣዴታትን ሓርበኛታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 81 በዓል ዓወት ሓርበኛታት…

መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ -መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ ሓርበኛታት እንትነኽብር ፀጋታት እቲ ዓወት ብምጉላህን ንወለዶ ብምምሕልላፍን ክኸውን ኣለዎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 81 መዓልቲ ዝኽሪ በዓል ሓርበኛታት…

ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ሰላምን ምርግጋዕን ንምምፃእ ተሳትፎ ኩሎም ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተርኣዩ ህውከታትን ገበናትን ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ…

ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንዩክሬን ቃል ካብ ዝኣተውዎ ሓገዝ ኣፅዋር እቲ 80 ሚኢታዊ መዳፍዕ ኤም- 777ን ጠያይቲን ኣብ ኬቭ ከመዝበፅሐ ተገሊፁ።…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ-ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ፀገም ኣቕርቦት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንከየጋጥሞም ሓገዝ ይግበር ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ። መተሓባበሪ ዓማዊል ኣቕርቦት ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ቀጥታ ኢንቨስትመነት ወፃኢ፣ ኣብ…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብምዕራብ ኣፍሪካ  ቀጠቀነቀ ሳሕል ዝፍፀም መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ከምዝወሰኸ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ቀጠና ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሃገራት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኒጀር ኒያሚ…

ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ብትልሚ ልምዓት ኣባይቲ 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናይ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ብተወሳኺ ብንኡስ ፕሮግራም ልምዓት ኣባይቲ ገፀር ኣስታት 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣባይቲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ መነቓነቒ መድረኽ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም። እቲ መድረኽ “ ኦሮሚያ፣ ኢትዮጵያ…

ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር፣ ተሰማዕነት ሃገርና ንምጥንኻርን ተበፃሕነትና ንምስፋሕን ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ዝተፈለየ ርብርብ ክገብሩ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ዲፌንድ…

ኢትዮጵያ ናይ ምፍራስ እኩይ ትልሚ ምትሕብባር ታሪካዊ ፀላእትናን ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ፍፁም ኣይዕወትን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 443 ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ሶላት ኣብ ኣብዝሓ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰላም ምዝዛሙ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብዝሓ ፈተውቲ ሰላም ሰዓብቲ እቲ እምነት እቲ በዓል…