ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ምስ ተመዛበልቲ ብምዃን ኣኽቢረምዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ዝተመዛበሉ ብምዃን ኣኽቢረምዎ።
እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኪልበቲ ረሱ ብምምዝባል ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ምስ ዝርከቡ…