ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንሳ ሰብ ተውህቦ ሰገናት ኣብ ስልጠና ሳይበር ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta May 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን(ኢንሳ) ሰብ ተውህቦ ሰገናት ኣብ መርሃ ግብሪ ቻሌንጅ ሰመር ካምፕ ሳይበር ታለንት ንክኝዝገቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኢንሳ ኣብ ዝሓለፊ ሰለስተ ተኸታተልቲ ዓመታት ብዓውዲ ሳይበር ድሕንነት ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፔይትሮ ሳሊኒ ዘቲዮም Desta May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዌብልድ ግሩፕ(Webuild Group) ፔይትሮ ሳሊኒ ኣብ ሮም ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ፔይትሮ ሳሊኒ ይሳተፈሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይቲ ማእኸል ምጥያሽ ዓቕሚ ምፍጣር ስራሕ ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ-ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Desta May 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርፕርነርሽፕን ኢኖቬሽንን ሰራዊት ምክልኻል ምጥያሽ ዓቕሚን ክእለትን ምፍጣር ስራሕ ኣባላት ሰራዊት ዘጉልህ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ(ኢ/ር) ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ምጥያሽ እቲ ማእኸል ጠመተ ብምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ፈሪዩ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መፈለምታ 2017 ዓ.ም ክሳብ ሐዚ 8 ነጥቢ 9 ቢሊየን ሊትሮ ፀባ ከምዝፈረየ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዳኛቸው በየነ (ዶ/ር)ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ትሩፋት…
ቢዝነስ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ቀፃልነት ንዘለዎ ምዕባለ ብዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ ክድግፉ ይግባእ። እቶም ኢንዱሰትሪታት ኣብ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ ዝነበረ ክፍተት ኣብ ምድጋፍ ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎም ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ድሕንነትን ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ምትሕብባር ሃገራት እዚ ቀጣና ወሳኒ ኢዩ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው ምትሕብባር ሃገራት እዚ ቀጣና ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ ተዛሪቦም። መበል ሳልሳይ ፎረም ቀጣናዊ ጂኦ-ፖለቲካ ቀይሕ ባሕሪ፥ “ሃገራት ቀጣና ቀይሕ ባሕርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ትውልዲ ናይ ማይ ዲፕሎማት፣ ተደራዳሪን ሳይንቲስትን ንክኸውን ምስልጣን ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀፃሊ ትውልዲ ናይ ማይ ዲፕሎማት፣ ተደራዳሪን ሳይንቲስትን ንክኸውን ምስልጣን ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘበን ጉዳያት ምትሕብባር ማይ ተሻጋሪ ወሰን ጠመተ ዝገበረ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ንፍዮ ሓዊሱ በቢእዋኑ ዘጋጥሙ ነበዳታት ንምክልኻል ዘኽእል ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ይካየድ ኣሎ። መራሒት ኣፈፃሚት ስራሕ እኖታት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ሰሪሓ ኢያ Desta May 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ምስራሓ ተሳተፍቲ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ ገሊፆም። ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 12 ግንቦት ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲሚንቶ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ኣብ ዓመት ናብ 20 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሲሚንቶ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ኣብ ዓመት ናብ 20 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ክብ ምባል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ገሊፆም። ኣርባዕተ ፋብሪካታት መቀነባበርቲ ፈሓም እምኒ ናብ ስራሕ ብምእታው ዓቕሚ ምፍራይ ስሚንቶ…