Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ከተማ ዛፖሮዢ ዝርከብ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ ምዕራባውያን ናብ ዩክሬን ዝተልኣኹ መኽዘን ኣፅዋራት ኲናት ምዕናዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።። እቲ ኣፅዋር ካብ ኣሜሪካን ምዕራባውያን ሃገራት ናብ ኪየቭ ዝተልኣከ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ብሚሳኤል ተወቒዑ…

ኣብ ጎንደር ትማሊ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ብዝዛመድ ምስ ነበርቲ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጎንደር ትማሊ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ብዝዛመድ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ናይ ምውዓልን ተሓታትነት ናይ ምርግጋፅን ስራሕ ከምዝተጀመረ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ጌታቸው ጀንበር ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሐዳርን ካልኦት ኣመራርሓ…

ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ፀብፃብ ኣቕሪበንኡ። ናህሪ ናብራ ንምምሕያሽ መሰረታዊ ሸቐጣት ብበዝሒ ናይ…

ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝምልከት ተወሰኽቲ ሰነዳትን ሓበሬታታትን ንከቕርብ ቦርድ መረፃ ሓቲቱ። እቲ ፓርቲ ብመሰረት ቦርድ ምርጫ ብዝርዝር ዘቐመጦም ጉዳያት ቅድሚ 25 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ንከቕርብ ተሓቲቱ። ቃለ ጉባኤ ብዝምልከት፣…

ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ኣሻም” ን “ቴሌ ገበያ”ን ዝበሃሉ ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ኣፋሊጡ። “ኣሻም” ዝተብሃሊ ኣገልግሎት  ዓማዊል ኣገልግሎት ኢትዮ ቴሌኮም እንትረኽቡ ብዝእከበሎም ነጥቢ መሊሱ ዝኸፍል ኣገልግሎይጨት እንትኸውነ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ ሎሚ…

ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ድፋዕ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ብመንፅር ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነት ተሳትፎ ዜጋታት ብዘረጋገፀ መገዲ ናፃ ክኸውን ይግባእ-ፓርቲታት ፖለቲካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ብመንፅር ዝተውሃቦ ሃገራዊ ሓላፍነት ተሳትፎ ዜጋታት ብዘረጋገፀ መገዲ ናፃ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛሪቦም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ)፣ኢትዮጵያ…

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጎንደር ብዘጋጠመ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ህይወት፣ ኣካልን ንብረትን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ክልል ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ተምሳሌት ኣብ ዝኾነት ከተማ ጎንደር ሃይማኖት ጉልባብ…

ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ሃገራዊ  ዘተ  ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ፣ ኣመሰራርታ ኮሚሽን ሃገራዊ  ዘተ  ከምኡውን እቶም ኮሚሽነራተን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ዘለዎም ርክብ ብዝምልከት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ብመሰረት ካብ…

 “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ድሮናት” ንሃገራዊ ልምዓትን ሰብኣዊ ኣገልግሎትን ንምውዓል ዘኽእል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ፥ ብመሪሕነት ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት(INSA) ብምትሕብባር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝተዳለወ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ…