Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጉሚ ኤልዴሎ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ። በቲ ዝተገበረ ወፍሪ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስቓይ…

ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃበ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ጎንደር ብዝተፈጠረ ህውከት ህይወት ሰብ ካብ ምሕላፍ ብተወሳኺ ዕንወትን…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ዝኾነ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ንምኽባር ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ኣምባሳር ሽፈራው ሽጉጤ፣ መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነን ካልኦት ላዕለዎት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ብቋንቋ ሲዳምኛ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ፕሬዚዳንት…

ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን-ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ናይ ሰላም እንበር ብዝኾነ ምኽኒያት መበገሲ ጎንፂ ክኾና ኣይግባእን ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ፀገም ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዝተፈፀመ…

ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ። እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ተረባሕቲ ከምዝገብር ምግላፁ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ…

1 ሺሕን 28 ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 28 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ካብ ሱዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እቶም ኣርባዕተ ህፃናት እንትኾኑ፥ 1 ሺሕን 24 ድማ ደቂ ተባዕቲዮ ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ…

ቀ/ሚ ኣቢይን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ ገደናን ገምጊሞም።…

ማእኸል ምኽባር ሰላም መከላላኸሊ ዓለም ለኸ ትካል መሰልጠኒ ምኽባር ሰላም ምስ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምኽባር ሰላም መከላላኸሊ ዓለም ለኸ ትካል መሰልጠኒ ምኽባር ሰላም ምስ ሓይሊ ተጠንቀቕ ምብራቕ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕነት ብሕቡራት መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ዓለም ለኸ ምኽባር…