Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መሰኖን ልምዓት ከባቢታት ቆላን ኣብ ክልል ሶማሌ ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ሚኒስትር ዲኤታ ዶክተር ብርሃኑ ሌንጪሶን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ…

ምደባ ተምሃሮ ዩንቨረስቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩንቨረስቲ ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ንምርኣይ፥ ብድህረገፅ፡-https://result.ethernet.edu.et ፣ SMS፡- 9444 ከምኡውን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ትንሳኤ እየሱስ ክርስቶት ናይ ኣርባዕተ ወገናት…

 “በዓል ፋሲካ እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ብምስራሕን ክኸውን ኣለዎ”-ኣቦታት ሃይማኖት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “በዓል ፋሲካ እንትነኽብር ሓድነትና ብምጥንኻርን ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ብምስራሕን ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት፥ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…

ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገርና ንምግልጋልን ዓባይ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ክብሉ መስዋእትነት ከፊሎም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥ ነበር ፕሬዚዳነት ኬኒያ መዋይ ኪባኪ በህይወት ኣብ ዝነበርሉ እዋን ዝነበረ ራዕይ ርሑቕ ነይሩ ኢሉ። ኣብ እዋን…

በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ ሰዓት 9:00 መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። ኣብቲ ዝተረቑሐ ሰዓት ትሽዓተ ጊዘ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍለጡ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገርን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክልላት ኦሮሞን ሶማሌን መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ተዳሊዮም ዝነበሩ 34 ኣባላት ኣልሸባብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ደሕንነትን ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ሶማሌን ኦሮሞን ብምትሕብባር ብዝተገበረ…

ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጂቡቲ ዝበፅሐ 50 ሺህ ሜትሪክ ቶን ዩሪያ ዘበዊ ድኹዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ። ክሳብ ሐዚ “ኤን.ፒ.ኤስ.ቢ” ን “ኤን.ፒ.ኤስ” ዝተብሃለ ዘበዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ዛሬ ደግሞ ዩሪያ ወደ ሀገር ውስጥ የማጓጓዝ ሥራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግኽምራ ከተማ ሰቆጣ ማእኸላዊ እዝን እቲ ማሕበረሰብን ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፣ ህዝቢ ኣገው ምርምር ስነ ህንፃን…