ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኤጀንሲ ደምቢ ክዳን ሰብ ሞያ ቁፅፅር ትራፊክ ዕላዊ ገይሩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ምንቅስቓስ ትራፊክ እታ ከተማ ሰላማዊን ተቐባልነት ዘለዎን ንምግባር ባዓል ሞያታት ቁፅፅር ትራፊክ ዝኽደንዎ ክዳን ደምቢ ዕላዊ ገይሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክበበው ሚደቅሳ፤…
ቢዝነስ ባንኪ ኣዋሽ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ተሓሪዩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሎባል ፋይናንስ ንመበል 29 ግዘ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ 2021 ዓመታዊ ብብርኪ ዓለምን በቢሃገሩን ውፅኢት ብሉፃት ባንክታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ካብ ኣፍሪካ ደቡብ ኣፍሪካዊ “ስታንዳርድ ባንኪ” ቀዳማይ ዝበለፀ ባንኪ ተባሂሉ ክስየም እንከሎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ወታሃደራዊ ፎረም ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ፎረም ወታሃደራዊ ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ምርግጋዕን ከምኡ እውን ፀገማት ፀጥታ ብምልላይ ልውውጥ ሓበሬታን ልምድን ዕላማ ዝገበረ እዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክረቲ መቐለ ንክበፅሕ ንዝገበሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ንኢዳ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜርካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክርቲ መቐለ ክበፅሓ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ። ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒዮ ብሊንከን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብዘዉፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ንምእታው መድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ንከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ። ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ቅንያቱ ፋሽካ በዓል ብምዃኑ ልዑል ምንቅስቓስ ሰባት ዘለዉ ኢዩ። ስለዝኾነ ረብሻን ጉሕለትን ንከይፍጠር ብምሕሳብ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት ኣገልግልት መኽዘን ሰሪዙ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት 25 ሚሊየን ብር ኣገልግልት ክራይ መኽዘን ሰሪዙ። እቲ መገዲ ኣየር ብካርጎ መኽዘን ዝተኸዘኑ ናውቲታት ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ገሊፁ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክላውድ ጂብዳር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጥም ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፀገማት ሓገዝ…