ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ምጅማረን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ብሰንኪ ኲናት ሩስያ-ዩክሬን ዘጋጠመ ቅልውላው ኢኮኖሚ ንምፍታሕ ዓለም ለኸ ማሕበረሰንብ ኣብ ልዕሊ ውሕስነት ምግቢ ህፁፅ ስጉምቲ ንክውሰድ ሓቲቶም። እቶም ትካላት፥ ኣብ ተፈጥሮ ጋዝ ዘጋጠመ ወሰኽ ዋጋ ኣብ ፈሪያት ሕርሻ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ኣሎ ክትብል ተርኪ ኣጠንቂቓ። ኣቐባሊ ቃል ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሄም ካሊን፥ ንዓለም ናብ ሓዱሽ ዘበን ዝሑል ኲናት ይወስዳ ካብ ዘሎ ፅዕንቶ ንምውፃእ ዓሰርተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣6 ሚያዚያ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዝዘነበ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብታ ሃገር ከተማ ደርባን ብዝዘነበ ሓያል ዝናብ ኣብቲ ከባቢ ሓደጋ ውሕጅ ኣስዒቡ። ብምኽኒያት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲ ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን፣ ዜግነትን ወሳኒ ኩነትን “ፃውዒት ዒድ ክሳብ ዒድ” ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያ ዘገልግል ጊዚያዊ መምርሒ ኣውፂኡ። እቲ ኤጀንሲ ንኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣብ ዝለኣኾ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘላቶ ፀገም ቀልጢፋ ንክትወፅእ ደገፍ ዳያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፀል ኣለዎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ እዋናዊ መግለፂ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ እታ ከተማ ዘዳለዎ መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ምስ ዝተፈላለተዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳለጥ ኣሎ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዮናስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ተታሒዙ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ቦሮና ብዘይሕጋዊ መገዲ አንትጎዓዓዝ ዝነበረ 120 ሸጓጉጢ ከምዝተትሓዘ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሸጓጉጢ 1 ሚሊየንን 80 ሺን ብር ዝዋግኡ ከምዝኾነ እውን ገሊፁ። ተወካሊ ምክትል ኢንስፔክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ፋሽጋን ዒድ ኣልፈጥርን መሰረታዊ ሸቐጣት ሰንሰለት ዕዳጋ ብዝሓለወ መገዲ ብማሕበራት ሸመትቲ ንሕብረተሰብ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተገበረ ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ነቲ በዓል ዝኾና አንስሳት ንምምፃእ መትእስሳር ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት በፂሑ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ወራር ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ትራንስፖርት ልዕሊ 1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ዝግመት ዕንወት ምብፅሑ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ሚኒስቴር…