Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሶሪያ ዝተነበረ ማዕቐብ ኢኮኖሚ ከልዕሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር መራሒ ሶሪያ በሽር ኣል ኣሳድ ካብ መንበረ ስልጣኖም ምልዓሎም ስዒቡ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሶሪያ ዝተነበረ ልዑል ማዕቐብ ኢኮኖሚ ንምልዓል ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ብ27 ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት እቲ ማሕበር ዝፀደቐ እቲ ውሳነ፥…

ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዘይምቁራፅ ብምትግባር ኣብነት ኮይና ኣላ-ገመዶ ዳሌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዘይምቁራፅ ብምትግባር ኣብነት ምዃና ክብሉ ሓጋዚ ፕሮፌሰር እፅዋት ቴክኖሎጂን በዝሃ ህይወትን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ገመዶ ዳሌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝተተግበሩ መርሃ ግብሪታት ተኸላ ፈልሲ…

ሓደሽቲ ፋብሪካታት ስሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ስሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማኑፋክቸሪንግ ሲሚንቶ ፓዮኔር…

ናይ ሌማት ትሩፋት ንፍሪያት መዓር ዘበርክቶ ዘሎ ኣስተዋፅኦ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪያት ብምስሳን ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ይካየዱ ከምዘለዉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ውሕስነት ምግቢ፣ ምክልኻል ጥምየትን ልምዓት ገፀርን ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ብራዚሊያ ዝተጀመረ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካን…

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፦

ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፣ ዲጂታል ማንነት ተስፋ  ዝህብ ካብ ዝኾነ ፈጠራ ናብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መሰረታዊ ዓንዲ ተሰጋጊሩ። ድሕረ ሐዚ ኣማራፂ ዘይኮነስ ንሰባት ካብ ኣገልግሎታት፣ ማሕበረሰባት፣ ትካላትን መንግስታትን ዘራኽብ ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ኢዩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብዲጂታል…

15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ከምዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ኣይተ ዮዳሄ ዘሚካኤል ገሊፆም። ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ ጉባኤ ኣብ…

ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ቦቆል መፍትሒታት ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናከሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብምግቢ…

እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እወንታዊ ክብሪታት ንምህናፅ ኩለን ትካላት ብምትሕብባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ። መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ናይ ሰላም፣ ሕብረትን ልምዓትን ጉባኤ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ…

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስራሕቲ ልምዓት ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሰላምን ሓድነትን ህዝብታት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። "ጥበብን ሃገርን፣ ጥበብ ንኢትዮጵያ ብራኸ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ሰብ ሙያ ኪነ ጥበብ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልላትን…