ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነን-መሓመድ እድሪስ
				ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ሓበሬታ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባር ምስፍሕፋሕ መራኸብቲ ሓፋሽ ጥራሕ እኹል ኣይኮነንክብሉ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።
ቁፅሪ እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ካብ ምውሳኽ ብዝሓለፈ ሓቃዊ ሓበሬታ ዝምግቡን…			
				 
			