ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ኮሚኒኬሽን ቅኑዕ፣ እዋናዊን ህፁፅን ሓበሬታ ንሕብረተሰብ ንከብፅሑ ትፅቢት ይግበረሎም ተባሂሉ።
ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ኮሚኒኬሽን ኣብ ማእኸል ስልጠና ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…