Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ዝደሊዩ ቁፅሪ ዜጋታት ብምውሳኹ ግብረ ሰናት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝገበርኡ ሰብኣዊ ደገፍ ብዕፅፊ ክውስኻ ከምዝግባእ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በዝነበረ ኲናትን ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ብሰንኪ…

ን70 ሽሕ መናእሰይ ተረበሕቲ ዝገብር “ብቃት” ኣብ ልምምድ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ብምውድድ "ብቃት" ብዝብል ልምምድ ስራሕ መናእሰይ ኣፈፃፅማ ተግባራዊ ፈተነ ናይ ሓባር መድረኽ ተሳሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሚኒስትር…

ሚኒስቴር ጥዕና ብኲናት ንዝተጎድኡን ዝተመዛበሉን ዜጋታት ኣገልግሎት ጥዕና እናሃበ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም መግለፂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ጥዕና፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ጊዜያት ዝተፈላለዩ ሰብ ሰራሕን ተፈጥሮኣውን ሓደጋታት ዘጋጠሙ ምዃኖም ስዒቡ ብርክት ዝበሉ ዜጋታት ንኸቢድ ፀገም…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት “ምብዛሕ ፈተናታት  ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ”ምብዛሕ ፈተናታት ካብ ጉዞ ብልፅግና ደው ኣየብለናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ክልል ጋምቤላ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ምኽክር መንእሰያት ክልል ጋምቤላን ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ኣሜሪካ ክካየዱ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንረቀቕቲ ሕግታት ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወሙ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ከተማታት ዋሺንግተን ዲሲን ሎስ ኣንጀለስን ክካየድ እዩ። ፅባሕ ፊት ንፊት ዋሺንግተን ዲሲ ዋይት ሃውስ ከምዝካየድ ሰላምን ደሕንነትን ንኢትዮጵያ ማሕበር ኣካቢ ግብረ…

“ምብዛሕ ማሕለኻታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ኣይግድበናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምብዛሕ ማሕለኻታት ካብ ጉዕዞ ብልፅግና ኣይግድበናን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተሳሊጡ። ኣብቲ  መድረኽ፥ መናእሰይን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማ ባህርዳርን ምስ ኣመራርሓታት ዉድብ ብልፅግና እታ ከተማ ብምዃን…

ኣብ ክልል ሶማሌ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ፕሮጀክትታት መስኖ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ኣብ ክልተ ወረዳታት 260 ሄክታር መሬት ምልማዕ ዘኽእሉ ኣርባዕተ ፕሮጀክትታት መስኖ ተሃኒፆም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም። ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ዶሎ ኣዶን ቆልማዩን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት መስኖ 51 ሚሊየን ብር ወፃኢ…

መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ብዘይዝኾነ ይኹን ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ብቀጥታ ንክኣትዉ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ መሰረታዊ ሸቐጣት ምግቢ ዝኾኑ፤ዘይቲ፣ ስርናይ፣ ስኳርን ናይ ህፃውንቲ ፀባን ሩዝን ብዘይዝኾነ ይኹን ፍቓድ ሸርፊ ወፃኢ ብወገን ኮሚሽን ጉምሩክ (ብፍራንኮ ቫሉታ) ብቀጥታ ንክኣትዉ ተወሲኑ። መንግስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን፤ እዚ እናተራኣየ…

ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ይከኣል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምሃብን ብምክፋልን ወለዶ ምህናፅ ከምዝከኣል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ርኽክብ መፃሕፍቲ ተዛሪቦም። ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ ርኽክብ ዝተረኸቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ማዕቐብ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ-ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ሰብኣዊ ቅልውላው የበኣእስ፤ ፀገም ኣብ ዘጋጠመን ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ዝጉድእ ኢዩ ክብል ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛሪቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንምስላጥ ጎንፂ ደው ናይ ምባል ውሳነ ምውሳኑ በእወንታ ከምዝርእዮ…