መንግስቲ ሶማሊያ ብባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ሶማሊያ ኣብ ከተማ ሃርጌሳ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንብረቶም ንዝዓነዎም ነጋዶ ደገፍ 12 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ዋሄን ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ 28 ሰባት ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኢዩ።
ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ቢሊየን…