ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃዴ ሲንቄታትን ነበርቲን ምስታፎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማን ካልኦት በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ተሳቲፎም። እቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕታት ምዉጋኖም ተገሊፁ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕቲታት ምዉጋኖም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ድሕሪ ለዉጢ ዓቕሚ ምፍልፋል ሓይሊ ብምጥንኻር መፍልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነፀላ ያታታት ብምምካት ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣመራርሓን ሞያተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ዓውዲ ርክብ ሀዝብን ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ኣሰናዲኡ። ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጠናዊ ዝምድና ዝፈጥር ፃዉዓት ምዃኑ ተገሊፁ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ ዘዛምድ ረብሓ ዘለዎ ፃዉዒት ከምዝኾነ ኣሜሪካዊ ተመራማሪ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ተመራማሪ፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፍትሓዊ ምዃኑ ንፋና ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ዝኽሪ ዓወት ካራማራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት፥ ብዙሓት ነበር ኣባላት ሰራዊት፣ ተወከልቲ መንግስቲን ኣባላት ሪፐብሪክ ኩባን ተረኺቦም። ብሰማኸኝ ንጋቱ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ኣርባዕተ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ኣርባዕተ ሓደስቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ሓሰን መሓመድን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን በየነ በራሳ ነተን ኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ በፅሑፍ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መግለፂ ሓዘን፥ ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሳም ኑጆማ “ማእኸላይ ኣታዊ ናብ ዘለዋ ሃገር ዘሳገሩ መራሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ሞቃድሾ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ክልቲኦም መንግስታት ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ቅዋም፥ ዑደት ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…