Fana: At a Speed of Life!

ንፖሊስ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ሰላምን ሓይሊን ዝኾነ ፖሊስ ብቴክኖሊጂ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ብስልጠና ንምዝማን፣ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምቹእ ናይ ምግባርን ብሓይሊ ሰብ ንምጥንኻርን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። “ልምዓት ብዝሃ ቋንቋ ንህብረ ብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…

ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…

ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ  ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ኣብ ዝተኸፈተ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ…

ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት መዕራፍ 19 ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተዛዚሙ። ናብ ውድድር ፍፃመ ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣…

ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር  ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር  ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል  መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…

ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም። መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ቻይና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም ። ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳማይ ወፂኡ። እቲ ኣትሌት ብ12 ደቒቓን 50 ሰከንድን 45 ማይክሮ…

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ  ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ  ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ  ብ800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት  1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።